Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
ምስ መን፡ ኣበይ ክርከቡ ከም ዘለዎም ዘይፈልጡ ብዙሓት እዮም። ብድሕሪኡ ደረጀኦም ዝወረደ፡ ክብሮም ዝሓሰረ ኰይኑ ይስምዖም። ከምዚ፡ ‘ኣቀማምጣ ተጋግዮምሲ ምስ ዓዳላይ ይበኣሱ’ ዝዓይነቱ እዩ። ዋጋኻ ባዕልኻ ኢኻ...
ቀደም እንታይ ይበሃል ኔሩ መስለኩም፡ ዝጸዓረ እዩ ዝዕወት፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ከኣ ጻዕሪ ዘይኮነስ ጥበብ ዝተሓወሶ ትግሃት ክበሃል ጀሚሩ፡ ሕጂ ግን ዓለም ግዲ ትኣርግ ኣላ ዀይና፡ እቲ ኣበሃህላ ጠቕሊልና ክንቅይሮ ዝገብር ብዙሕ ነገራት...
ምናልባት ኣብ ባንክታት ስለምንታይ ሙዚቃ ዘይውላዕ ኢልኩም ትግረሙ ትህልዉ ኢኹም። ገሌኹም ከኣ፡ ዘየስተብሃልኩሙሉ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ባንክታትን ፋይናንስያዊ ትካላትን ሙዚቃ ኣይውላዕን’ዩ። እዚ ዝኾነ እቲ ኣብኡ ዘሎ...
ሓደ ግዜ ሓደ ደሞዝተኛ ሰብኣይ ናብራ ስለ ዝኸበዶ ንኣስራሒኡ፡ “ደሞዝ ክትውስኸለይ ደልየ’የ መጺአ፡” ይብሎ። ኣስራሒኡ ኸኣ ደንጽዩዎ፡ “ብምንታይ ምኽንያት፧” ይብሎ። ሰራሕተኛ ትቕብል...