0005 ንሰብ እናጠቐምካ ንርእስኻ ድርቡይ ኰንካ ከይትርከብ ተጠንቀቕ (ፈረስ ሓዚኑ)
ከም ዝፍለጥ ፈረስ ካብታ እንስሳ ዘቤት ዝኾነላ ግዜ (ካብ 3000 ዓመት ቅ.ል.ክ ጀሚሩ) መዋእሉ መልእክቲታት ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ፡ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ንኸበጻጽሑ ንሰባት ኣብ ዝባኑ ጸይሩ ዝጐዓዝ ዝነበረ…
ከም ዝፍለጥ ፈረስ ካብታ እንስሳ ዘቤት ዝኾነላ ግዜ (ካብ 3000 ዓመት ቅ.ል.ክ ጀሚሩ) መዋእሉ መልእክቲታት ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ፡ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ንኸበጻጽሑ ንሰባት ኣብ ዝባኑ ጸይሩ ዝጐዓዝ ዝነበረ…
ንሓደ ሓሳብ ኣብ መወዳእታ ንኸተብጽሖ፡ ምርድዳእን ምምይያጥን ደኣምበር ክትዕ ኣብ መደምደምታ ኣየብጽሕን እዩ። ሰብ ሓቂ ንምፍላጥ ዕድሚኡ ሙሉእ ለፊዑ እዩ። ሓቂ ግን ብኸመይ ኢኻ ተፍልጦ፧ ብጎነጽ፡ ብኽትዕ፡ ነቲ ሓደ ብምንኣስ…
"ብዙሓት ይኹኑ ውሑዳት ሰባት ኣንጻርካ ዝስለፉ እንተ ርኢኻ ሓያል ምዃንካ መግለጺ እዩ!" ምኽንያቱ ንስኻ ትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ ኣንጻር ረብሓኦም ወይ ኣንጻር እቲ ንብዙሓት ዝጠቅም ትዓዮ ዘለኻ ዕዮ እዩ። እዞም ክፉኣትን…
ድኹማት ሰባት ሓደን ንጹርን ተልእኾ (ዕላማ ህይወት) ከም ዘለዎም ኣይፈልጡን'ዮም። ልዕሊ እቲ ኣጽኒዖም ክሕዝዎ ዝግብኦም ተልእኾ፡ ምስ ዝመጸ ኣርእስቲ ንየው ነጀው ይድፍኡ። ኩሉ ሰብ ከጣቕዓሎም ይደልዩ። ጣቕዒት ንሓደ ዘይበሰለ ሰብ…
ዓርክኻ እንተ ዀይኑ፡ ብኣኻ ፈጺሙ ኢዱ ኣይህብን'ዩ። ሓደ መዓልቲ ተለዊጥካ ወይ ተዓዊትካ ክርእየካ ስለ ዝብህግን በዚ ኸኣ ርግጸኛ ስለ ዝኾነን፡ እናተቓጸለ እዩ ምሳኻ ዝቕጽል። ምኽንያቱ ዓርክኻ እንተ ዀይኑ እቲ ሕጂ…
Here in this page I will be dedicated to motivational messages that inspires readers to overcome challeges in life. I will be commited and diligent with my messages. With a…