Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0006 ኣብ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ካብ ጸወታ ወጻኢ ወይ ኦፍሳይድ ምዃንን ኣገልግሎት ቤተ ክርስትያንን

ክርስትያናዊ ህይወት ልክዕ ከም ጸወታ ኩዕሶ እግሪ እዩ። ኩሉ እቲ ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዝርአ ጽቡቕ ነገራትን ጌጋታትን ሕማቕ ነገራትን ኣብ ህይወትና ክንቃንየሉ ዝኽእል ተምሳሌት ኣለዎ። ንሎሚ ሓንቲ ካብቲ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ንወገን ጋንታ...

0005 የሱስ፡ እቲ መተዓረቒ

የሱስ መጀመርታ እቲ ንሕና ብኹሉ ዓቕምና ክንከፍሎ ዘይንኽእል ዋጋ እዩ ከፊሉልና፡ ንህይወትና ኸኣ ምስ ኣቦ ዳግም ክትተዓረቕን ኣንድነት ክህልዋን ገይሩ።ዕርቂ፡ ካታላሶ (katallassō) እዩ ዝበሃል። እዚ ዕርቂ እዚ ንኹሉ ዓይነት...

0004 ክርስትያን እንተ ዀንካ ሓደን እንኮን ክትሰምዖ ዘለካ ኣሰልጣኒ ኣለካ፡ ንሱ ኸኣ መንፈስ ቅዱስ ይበሃል

ኣታ ክርስትያን ንዘልኣለም ክስማዕ ዘለዎን ኩሉ ግዜ ዝበለካ ከተተግብሮን ዘለካ ኣሰልጣኒኻ መንፈስቅዱስ እዩ። እቲ ናይ ነብያት ኣቦታት ቃል ከምዚ ይብል፡ “እግዚኣብሄር፡ እቲ ተበጃዊኻ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡ ከምዚ ይብል፡ ነቲ...

0003 ሓደ ግዜ ዝተወልደ ክልተ ግዜ እዩ ዝመውት፡ ክልተ ግዜ ዝተወልደ ኸኣ ሓደ ግዜ እዩ ዝመውት!

“ሰብ፡ ሓደ ግዜ ይውለድ፡ ምናልባት ሓደ ግዜ ይምርዖ፡ ሓደ ግዜ ኸኣ ይመውት። እዚ ሕጊ ተፈጥሮ እዩ።” ዝብል ሓደ motivational speaker እየ በሃሊ ክምህር ሰሚዐ። ሓሶት! ብርእሰ ተኣማማንነት ስለ...