0001 ሓዳርን ተራ ኣደን

ኣቶ ተወልደ ክድረር ጸኒሑ፡ ከባቢ ሰዓት 8፡00 ምሸት ምስ ኮነ፡ "እሞ… ኣብዛ ባር ብዕድላ ምስቶም ኣዕሩኸይ ኣማስይ ኣቢለ ክመጽእ።" በላ ንበዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ፋና። ንሳ ኸኣ ብሕርቃን፡ "እወ፡ ንሰን ደኣ…

0 Comments