Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
እዛ ሕቶ ነቶም ኩሉ ነገር ጥቕምን ጉድኣትን ኣለዎ ዝብሉ ኣብጽሑለይ። ‘ኣብ ድኽነትን ስእነትን እንታይ ጥቕሚ ኣሎ፧’ ኢሉ ሓደ ሓው ሓቲቱ። መጀመርታ ብትሕዝቶ ጥራይ ድኻ ምዃንካ ንርእስኻ ከም ዕድለኛ እናቖጸርካ...
ሓደ ግዜ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ስለምንታይ ኢኻ ሓደ ድኻ ዀይኑ ትሑትን ምቕሉልን ወዲ ንጓልካ ምስ ሓተታ ንኸይትምርዓዎ ከልኪልካ፧ ድኽነት ጭውነትዶ ኣይኮነን፡ ኣበሳ ኣለዎ ድዩ፧ ተባሂሉ ምስ ተሓተተ ከምዚ ክብል መለሰ: “መጀመርታ...
ሃካይ ሰብ እታ ዝዓበየት ጸገሙ፡ ነገራት ምውንዛፍን ኣብ ግዜኡ ዘይምዕያይን እዩ። ብፍላይ ንኽብድ ዝበለ ዕዮታት ክፍትኖውን ኣይሓስብን እዩ። እዚ ዓይነት ውሳኔታት ኣብ መጀመርታ ወይ ንኡስ ዕድመ፡ ምናልባት ዘይክጎድኡኻ ይኽእሉ እዮም፡...