0005 ምስጢር ሓጺር ዕድመ ደቂ-ተባዕትዮ እንታይ እዩ፧

ኣበይ ዓዲ ምዃኑ፡ እንድዒ፡ ሰብኡት ጽቡቕ ዕላል ከዕልሉ ጸኒሖም፡ ሓደ ካባታቶም ኣብ ጋዜጣ፡ 'ብሓፈሻ ክርአ እንከሎ፡ ዕድመ ሰብኡት ካብ ዕድመ ኣንስቲ ይሓጽር ዝብል የንብብ'ሞ ሃንደበት፡ "ስለምታይ እዮም፡ ሰብኡት ሓጺር ዕድመ…

0 Comments

0004 ብዛዕባ ንህብን ፍርያቱን እንታይ ትፈልጡ፧ (ዓሰርተ ክልተ ፍሉይ ሓበሬታ ብዛዕባ ንህቢ)

ትፈልጡዶ፡ መጽናዕቲታት ከም ዝሕብሮ፡ ሓንቲ ማንካ ጣውላ መዓር ንሓደ እኹል ሰብኣይ ን24 ሰዓታት ብህይወት ከተጽንሖ ከም እትኽእል፧ ትፈልጡዶ፡ ዓለም ካብ በደላ (barter) ናብ ዘመነ ሰናቲም ክትልውጥ እንከላ፡ ሓደ ካብቶም ንመጀመርታ…

0 Comments

0003 ንስሪ ኣብ ምሕዳስ ሓይሉ ዝውስኖ ሓደገኛ ውሳኔ ንዓና እንታይ መልእኽቲ ይህበና

ንስሪ ክሳብ 70 ዓመት ክነብሩ ዝኽእሉ ካብ ዓይነታት ኣዕዋፍ እዮም። እዚ ኣብ ናይ ኣተሓሳስባኦም ሓይሊ እዩ ዝምርኮስ። ንስሪ፡ ኣብዚ ናይ 70 ዓመት ዕድሜኦም ብብዙሕ ከቢድ ፈተናታት እዮም ዝሓልፉ። ብፍላይ ድሕሪ…

0 Comments

0001 ሕቡእ ሓበሬታ፡ ሕቡእ ሃብቲ ብዛዕባ ኣፍሪቃ

ብዛዕባ ኣፍሪቃ ክሓስብ ከለኹ፡ ስለምንታይ እዮም ዘለዋ ጸጋታትን ዘለዋ ቅኑዕ ታሪኽን ከም መሬት ከኣ ዘለዋ ቅኑዕ ኣቃውማ ዘይምህሩና ይብል እሞ፡ መልሲ ግን ኣይረኽበሉን። ጽጹይ ሓበሬታ ዝህበኒ ኣናድየን ብዙሕ ጽዒረን፡ ኣይረኸብኩን።…

0 Comments