Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0006 ብሓቂ ሰብኣይ ማለት!

ዮሴፍ፡ ገዝኡ እትው ክብልን፡ ዘይከም ቀደማ ሳራ ሰበይቱ ገጻ ተጸዋዊጉ ክርእያን ሓደ ኰነ። ኣዝያ ሓሪቓ ከም ዘላ ዘርኢ ምልክታት ይንበባ ነበረ። ንኹሉ ትሕዞ ዘበለ ብሓርቖት እናላዓዓለት፡ ኣስናና እናሓራቐመት ዘይርጉእነት ከም ዘለዋ...

0005 መጉባዕብዒ ኩሉ ግዜ ዝሓብኦ ጸልማት ህይወት ኣለዎ!

ሓንቲ ደፋር ሰራሕተኛ ገዛ ንኣስራሒታ ደሞዝ ክትውስኸላ ትሓታ። ኣስራሒታ፡ ‘ስለምንታይ ደሞዝ ክውስኸኪ ከም ዘለኒ፡ ሰለስተ ብቑዕ ምኽንያት እንተ ነጊርክኒ ክውስኸኪ እየ፡’ ትብላ። ‘ሕራይ’ ኢላ...

0004 ሰለስተ ዑፍ ብሓንቲ ወንጭፍ፧! (ዛንታ ድንቁርና)

ሓደ ግዜ ሓደ ጂምናስቲክ ዝኾነ ኣካላት እዩ ዘለኒ ኢሉ ዝሓስብ ጎበዝ ናብ ሓደ ፋርማሲ ይኸይድ እሞ። ነቲ ፋርማሲስት፡ ‘ናብ ሓደ ዓቢ ገዛ፡ ናብ እንዳ ዓርከይ ድራር ተዓዲመ እንድየ ዝኸይድ ዘለኹ፡ እንታይ የጋጥም ስለ ዘይፍለጥ...

0003 ብእምነት ምውራስዶ ብድንቁርናን ትህኪትን ምምልላስ፧!

ሓደ ግዜ ሓደ ጥሩፍ፡ ፍልይ ዝበለ (ዝሞቖ) ዓንደ ዝተባህለ መንእሰይ፡ ናብ ተኽለ ዝተባህለ ሃብታም ሰብኣይ ከይዱ፡ ‘ጐይታ እዚ ገዛኻ ኣውሪስኒ እዩ።’ ይብሎ። ተኽለ ፍሽኽ እናበለ ‘ብሓቂ፧! እሞ ክንወጽኣልካ...