Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0002 ኣብ ህይወት ሙሉእ ሰለስተ መንግስታት እየን ዘለዋ…

ሰለስተ መንግስቲ ኣለዋ፡ ንሳተን ከኣ፡ መንግስቲ ኣምላኽ፡ መንግስቲ ምድሪ፡ መንግስቲ ሰይጣን ይበሃላ። እታ መንግስቲ ምድሪ በተን ክልተ እያ ትዝወር (ብሓዲአን)። እዚ ከኣ ምልክት ናይ መንፈስ፡ ነፍሲ፡ ስጋ እዩ። መንፈሳዊ ሰብ...

0001 ታሪኽ ኣለቃሕን ተለቃሕን

ኣብ ሓደ ዓዲ ሓደ ሰብኣይ ነበረ። እዚ ሰብኣይ ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዘድልዮ ነገር ነበሮ’ሞ፡ ብዓቕሙ ግን ክውንኖ ስለ ዘይከኣለ ኣብ ዕዳ ክኣቱ (ክልቃሕ) ንይሩዎ። ናብ ሓደ ኣለቃሒ ከይዱ ኸኣ ልቓሕ ሓተተ። ናይቲ...

0010 ንዕላል፡ ብሰለስተ መንፊት ዘሕልፍ ሰብኣይ!

ሶቅራጠስ ይበሃል። ብብዙሕ መገድታት ብዙሕ ግዜ፡ ብዛዕባ እዚ ሰብኣይ፡ ብዙሕ ሰሚዕና ኣለና። ንሎሚ ኸኣ ከምቲ ኩሉ ግዜ፡ ካብቲ ብሉጽ ታሪኹ ሓንቲ ክብለኩም: ሓደ ካብ ዝፈልጥዎ ሰባት ከዕልሎ ይመጻልኩም። እዚ ሰብኣይ፡ “ስማዕ...

0009 ሓገዝን ትጽቢትን ካብ መን ንመን፧

ብዙሓት ሰባት ንዝኾነ ካልእ ሰብ ክሕግዙ እንከለዉ ኣምሳያ ናይቲ ዝሓገዝዎ ይጽበዩ እዮም። ፍጹም ክለውን ዘይብሉ ሓገዝን ትጽቢትን እዩ። ንኣብነት፡ ንሓደ ነብሪ ወይ ዝኾነ እንስሳ መሮር (ኣራዊት) ኣብ መፈንጠራ ኣትዩ ወይ ዝኾነ ሓጹር...