0010 ንዕላል፡ ብሰለስተ መንፊት ዘሕልፍ ሰብኣይ!
ሶቅራጠስ ይበሃል። ብብዙሕ መገድታት ብዙሕ ግዜ፡ ብዛዕባ እዚ ሰብኣይ፡ ብዙሕ ሰሚዕና ኣለና። ንሎሚ ኸኣ ከምቲ ኩሉ ግዜ፡ ካብቲ ብሉጽ ታሪኹ ሓንቲ ክብለኩም: ሓደ ካብ ዝፈልጥዎ ሰባት ከዕልሎ ይመጻልኩም። እዚ ሰብኣይ፡…
ሶቅራጠስ ይበሃል። ብብዙሕ መገድታት ብዙሕ ግዜ፡ ብዛዕባ እዚ ሰብኣይ፡ ብዙሕ ሰሚዕና ኣለና። ንሎሚ ኸኣ ከምቲ ኩሉ ግዜ፡ ካብቲ ብሉጽ ታሪኹ ሓንቲ ክብለኩም: ሓደ ካብ ዝፈልጥዎ ሰባት ከዕልሎ ይመጻልኩም። እዚ ሰብኣይ፡…
ብዙሓት ሰባት ንዝኾነ ካልእ ሰብ ክሕግዙ እንከለዉ ኣምሳያ ናይቲ ዝሓገዝዎ ይጽበዩ እዮም። ፍጹም ክለውን ዘይብሉ ሓገዝን ትጽቢትን እዩ። ንኣብነት፡ ንሓደ ነብሪ ወይ ዝኾነ እንስሳ መሮር (ኣራዊት) ኣብ መፈንጠራ ኣትዩ ወይ…
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣንስትና ዘሎ ባህጊ ናይ ወርቂ መቸም ኩልና ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ ኢና። ወርቂ ከም ሓደ ክቡር ግምጃ ኩሉ ሰብ እዩ ዝብህጎ። ኣብ ግዜ መውስቦ ኸኣ ዝበዝሑ መጻምዲ፡…
ሙሉእ ስእሊ ከይረኣኻ ምውሳን ኣብ ሽግር እዩ ዘውድቐካ። እዛ ድሙ ኣብ ንእሽቶ ነዃል ናይ መንደቕ፡ ሓንቲ ጭራ ርእያ፡ ኣንጭዋ መሲልዋ፡ ብጭርኣ ስሒባ ክትምስሓ እያ ትሓስብ ዘላ። ብድሕሪ እቲ መንደቕ ከመይ…
ግዜ፡ ፈጣሪ ንነፍሲ ወከፍና ከይፈላለየ፡ ከየዳለወ፡ ዝዓደለና ክቡር ሃብቲ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓት ኣለዎ፡ ኣብ ሰሙን ከኣ ሸውዓተ መዓልቲ። እቲ ፍልልይ ዝመጽእ ኣብ ኣጠቓቕማ እዩ። ከምቲ…
ተስፋ ዝቖረጸ ሰብ፡ ርእሰ ተኣማማንነት ስለ ዘይብሉ ኣብ መገዲ ርእሱ ኣድኒኑ ጀጒነን ጀጒነን እናበለ እዩ ዝኸይድ። ጥቕሉል ፍርሂ ስለ ዘለዎ ክቕመጥ እንከሎ ኸኣ ከምዛ ሽንቲ ዝተወጠጠት ሰበይቲ ተጨባቢጡ እዩ ኮፍ…
"ቡን ዝሓዘት ኩባያ ኣብ ኢድካ ሒዝካ ደው ኢልካ ኣለኻ ንበሎ፡ ሓደ ሰብ ከኣ መጽዩ ጎኒጽካ። ዋላ ነታ ኩባያ ኣጽኒዕካ ሓዛ፡ ስለ ዝተደፋእካ ግን በጨቕ ኢላ ናብቲ ምድሪ ናብ ኢድካን ክዳንካን…
ኣከዳድናኻ ርእዩ ኣብ ክንዲ፡ 'ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣከዳድና! ምስ መን ድያ ደኣ ቆጸራ ናይ ሎሚ፧' ኢሉ፡ ብፍሕሹው ገጽ ክብርኻ እናሓለወ ዝዛረበካ፡ 'መጻጺኻ'ባ ሎምስ!' እናበለ ብናይ ምስትንዓቕ ዘረባ ይዛረበካ እንተልዩ፡ እዚ ሰብ…
ሓደ ግዜ ሓደ መንእሰይ ንመጀመርታ ግዜኡ ስራሕ ይጅምር ነበረ። ክሳብ ሽዓ ግዜ ካልእ ዓርኪ ወይ መሓዛ ስለ ዘይነበሮ፡ ኣዕሩክቱን መሓዙቱን ኣቦኡን ኣዲኡን ኣሕዋቱን ኣሓቱን እዮም ነይሮም። ኣቦ እዚ መንእሰይ፡ ሓደ…
እቶም ብፖለቲካን ካልእ ሃይማኖታውን ጉጅለኣዊ ምትእኽኻብን ልብኹም ብጽልኢ መሊኡ ትውዕሉን ትሓድሩን፡ እቶም ብመንፈሳዊ ርድኢት ኣብ ዘይትፈልጥዎ ብጽልኢ ሸንኮለል ትብሉ ዘለኹም፡ እቶም ብከባቢያዊ ፍልልይ ኣብ ድሑር ኣተሓሳስባ እትነብሩ፡ እቶም ብዓሌታዊ ፍልልይ…