0002 ኣብዚ እዋን’ዚ መለለዪ ኣዝማሪኖ እንታይ’ዩ፧

ኣብዚ እዋን'ዚ ኣዝማሪኖ ናይቶም ኣብ ዘዘመኖም ኣዝማሪኖ ተባሂሎም ዝተሰምዩ ሰባት ባህርያት እዩ ዝገልጾ ደኣምበር፡ ብስም ኣብ ኣስመራ እዩ ተወሊዱ ኢልካ ኣዝማሪኖ ዝጽዋዕ ሰብ የለን። ናይ ሎሚ ናይ ኣዝማሪኖ መንነት እምበኣር…

0 Comments

0002 ሽሻይካ ወይ በረኸትካ ምስቲ ትዂስትሮ ዘለኻ ጓሓፍ ስለ ‘ዝኸይድ ምሸት፡ ቤት ምኹስታር ነውሪ’ዩ!’

በረኸትካ (እንጌራኻ) ካባኻ ይኸይድ፧ ሽሻይ ቤትን ምዂስታርን እንታይ ኣራኺብዎ፧ ንሱ ድዩ እቲ ልክዕ መልሲ፧ ኣይኰነን! ከምቲ ኣቐዲመ ኣብ መእተዊ ዝበልክዎ፡ እቶም ሽማግለታትን መራሕቲ ሃይማንኖትን ኣዝዮም ተሰማዕቲ እዮም ነይሮም። ስለዚ እዮም…

0 Comments

0001 ነውሪታትን ጥበባቶምን መእተዊ

ወለድና ኣዝዮም በላሕትን ጥበበኛታትን ስለ ዝነበሩ፡ ኣብቲ ግዜ ጥንቲ ንዘጋጥሞም ዝነበረ ሽግር በእምሮ፡ ብትምህርቲ፡ ብፍልጠት ክበጽሕዎ ንዘይከኣሉ፡ ምስጢሩ ከቢድ ዝነበረ ጉዳያት (ፍጻሜታት) መንፈሳዊ ስእሊን ምስ ሓደጋን ሞትን ሕማምን እና'ተሓሓዙ እዮም…

0 Comments

0005 ንሰብ እናጠቐምካ ንርእስኻ ድርቡይ ኰንካ ከይትርከብ ተጠንቀቕ (ፈረስ ሓዚኑ)

ከም ዝፍለጥ ፈረስ ካብታ እንስሳ ዘቤት ዝኾነላ ግዜ (ካብ 3000 ዓመት ቅ.ል.ክ ጀሚሩ) መዋእሉ መልእክቲታት ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ፡ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ንኸበጻጽሑ ንሰባት ኣብ ዝባኑ ጸይሩ ዝጐዓዝ ዝነበረ…

0 Comments

0004 ክትዕ፡ ይፈላልየካ ደኣ’ምበር ኣብ ዘብጽሓካ የብሉን

ንሓደ ሓሳብ ኣብ መወዳእታ ንኸተብጽሖ፡ ምርድዳእን ምምይያጥን ደኣምበር ክትዕ ኣብ መደምደምታ ኣየብጽሕን እዩ። ሰብ ሓቂ ንምፍላጥ ዕድሚኡ ሙሉእ ለፊዑ እዩ። ሓቂ ግን ብኸመይ ኢኻ ተፍልጦ፧ ብጎነጽ፡ ብኽትዕ፡ ነቲ ሓደ ብምንኣስ…

0 Comments

0002 ዘይብሱላትን ድኹማትን ሰባት እነለልየሉ 17 ምልክታት!

ድኹማት ሰባት ሓደን ንጹርን ተልእኾ (ዕላማ ህይወት) ከም ዘለዎም ኣይፈልጡን'ዮም። ልዕሊ እቲ ኣጽኒዖም ክሕዝዎ ዝግብኦም ተልእኾ፡ ምስ ዝመጸ ኣርእስቲ ንየው ነጀው ይድፍኡ። ኩሉ ሰብ ከጣቕዓሎም ይደልዩ። ጣቕዒት ንሓደ ዘይበሰለ ሰብ…

0 Comments

0005 ምስጢር ሓጺር ዕድመ ደቂ-ተባዕትዮ እንታይ እዩ፧

ኣበይ ዓዲ ምዃኑ፡ እንድዒ፡ ሰብኡት ጽቡቕ ዕላል ከዕልሉ ጸኒሖም፡ ሓደ ካባታቶም ኣብ ጋዜጣ፡ 'ብሓፈሻ ክርአ እንከሎ፡ ዕድመ ሰብኡት ካብ ዕድመ ኣንስቲ ይሓጽር ዝብል የንብብ'ሞ ሃንደበት፡ "ስለምታይ እዮም፡ ሰብኡት ሓጺር ዕድመ…

0 Comments