Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
ሓደ ንጉሆ፡ ሓደስቲ መርዑት፡ ኣብ ሓደ ገዛውቲ፡ ኣብ ዝተኻረዩዎ ሓድሽ ገዛ ኰይኖም ቁርሲ እናበልዑ እንከለዉ፡ እታ መርዓት ሓንቲ ካብ ጎረባብቶም ክዳን ክትሰጥሕ እንከላ ብመስኮት ትርእያ እሞ ንሰብኣያ ጸዊዓ፡...
ሰበይቱ ኣስቤዛ ክትገብር ናብ ዕዳጋ ምስ ከደት፡ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ይኸውን፡ ሓንቲ ናይ መዓልታዊ መዘክር ኣጀንዳ (diary) ይረክብ’ሞ፡ እንተ ገንጸላ ናይ ሰበይቱ ኰይና ትጸንሕ። ቀጺሉ እንተ ገንጸለ፡ “ነታ ብድሕረይ...
በብዓይነቱ ይፈላለ እኳ እንተ ዀነ፡ ቀጠፍጠፍ (scam) እንተ ዘይኮይኑ፡ ኣብ ንግዲ ብዙሕ ይኹን ውሑድ ዓቐን ገንዘብ ከየውፈርካ ኣይስራሕን እዩ። እዘን ዝስዕባ ኸኣ እተን መሰረታውያንን ኩሉ ሰብ ንግዲ ኢሉ ክሓስብ እንከሎ፡ ከይጉዳእ...
ንመጻኢ ጽቡቕ መተንባህታ እትህበና ታሪኽ ከዘንትወልኩም። ከየባተኽና ብዕላማ ንምስራሕ ትጠቕመና ታሪኽ ሓደ ቻይናዊ ሓረስታይ እያ። እዚ ሓረስታይ ኣብ ሓደ ዓቢ ሕርሻ፡ ናይ ኣርቃይ (bamboo tree) ዝተባህለ ተሪርን ነዊሕን ከይቦኽቦኸ...