Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

00010 ቋንቋ ትግርኛ ብናይ ኣስመራ እንክትካእ

ሓደ ግዜ ፓስተር ሰመረ ወልደማርያም እከት (ኣስመራ) ኣብ ኣባሻውል ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ ዝመስከረሎም መንእሰያት ይምህሮም ነበረ። ሓደ መዓልቲ ናይታ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ 8፡1-11 ዘላ ኣብ ዝሙት ዝተረኽበት ሰበይቲ’ሞ፡...

0009 ኩዕሶ እግሪ ስርዓት ኣለዎ፡ ክርስትና ኸኣ ስርዓት ኣለዎ

ኩዕሶ እግሪ ብመሪሕነት ዳኛ፡ ብፊስካን ብጫን ቀይሕን ካርድ ስርዓት ክሕዝ ከሎ፡ ክርስትና ሜዳ ኸኣ፡ ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ፡ ዝምራሕ ህይወት እዩ። ብቐይሕ ካርድ ምብራርን፡ ሽቶ ምምዝጋብን ሓጎስካ ምጽንባልን ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ...

0008 መን ወይ እንታይ እዩ ክፍራህ ዘለዎ፧

ሰብ ንምንታይ እዩ ዝፈርህ ኢለ ክሓስብ ከለኹ ብዙሕ ነገራት እዩ ኣብ ኣእምሮይ ዝመላለሰኒ። ንኣብነት ሕማም፡ ስእነት፡ ድኽነት፡ ተነጽሎ፡ እርጋን፡ ማእሰርቲ፡ ኣጋንንቲ፡ ስንክልና፡ ስርቂ፡ ክትራን፡ ካብ ተፍቅሮም ምፍላይ፡ መጻኢ፡ ጭንቀት...

0007 የሱስ፡ እቲ ማእከላይ ሓድሽ ኪዳን

ምስዚ ኣርእስቲ ብዝተሓሓዝ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ‘ማእከላይ’ ዝብል ቃል እንተወሓደ ብሰለስተ መገዲ ክንርእዮ ንኽእል ኢና። ቀዳማይ፡ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓድሽ ኪዳንን ብሉይ ኪዳንን ዘሰማምዕ (ወንጌል) ማእከላይ። ካልኣይ፡...