Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
ሓደ መዓልቲ፡ ኣቶ ካሕሳይ ዝተባህሉ ኳዕናን ሰብኣይ ናይ መገሻ መደብ ስለ ዝነበሮም፡ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ዘብጽሖም ታክሲ ጸዊዖም ክሳብ ዝመጾም ይጽበዩ ነበሩ። ታክሲስታ ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ናብ ኣቶ ካሕሳይ በጽሐ። ኣቶ ካሕሳይ ናብታ...
ሰብ ብባህሪኡ ዘጋጠሞ ሳዕቤን (ሽግሩ) ክነግር እዩ ዝመርጽ እምበር እቲ ናብ ሽግር ከብጽሖ ዝኽእል ስምዒታዊ ውሳኔታት ክውስን እንከሎ ኣይነግርን እዩ። ካብ ሓሚምካ ምሽምቓቕ ግን፡ ኣቐዲምካ ምጥንቃቕ ዝሓይሽ መስለኒ። ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ...
ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ ከባቢ ብዙሓት ኣህባይ ተኣኪበን ናብ ሓደ ሕርሻ ኣተዋ። እዚ ሕርሻ በቲ ዝበለጸ ቀለብ ኣህባይ፡ ማለት ባናናን ብዕፉንን ካልእ ኣዝርእቲ መሊኡ ስለ ዝነበረ፡ ኩሎም እቶም እንስሳታት ከም ልቦም ክበልዑን ክሕጎሱን ጀመሩ።...
ሓደ ግዜ ሓደ ጌታቸው ዝተበህለ ሰብኣይን ሓደ ኣሮን ዝሰመዮ ከልቡን ብሓደ ይነብሩ ነበሩ። ኣቶ ጌታቸው እናዓበየ ብዝኸደሉ መጠን ኣሮን ከልቡ ኸኣ ይኣርግ ስለ ዝነበረ ብንእሽተይ ከልቢ ክቕይሮ ኣለኒ ኢሉ ሓሰበ። ብድሕሪኡ ኣብ ኩሉ ነኣሽቱ...