0001 ደሞዝን ደሞዝተኛን

ሓደ ግዜ ሓደ ደሞዝተኛ ሰብኣይ ናብራ ስለ ዝኸበዶ ንኣስራሒኡ፡ "ደሞዝ ክትውስኸለይ ደልየ'የ መጺአ፡" ይብሎ። ኣስራሒኡ ኸኣ ደንጽዩዎ፡ "ብምንታይ ምኽንያት፧" ይብሎ። ሰራሕተኛ ትቕብል ኣቢሉ፡ "ሸውዓተ ቆልዑ እዮም ዘለዉኒ። እዚ ትህበኒ ዘለኻ…

0 Comments