0010 ዕላል ታክሲስታ ምስ ዓሚሉ (ደርሆማይ ዲኻ ንስሪ፧ ባዕልኻ ወስን!)
ሓደ መዓልቲ፡ ኣቶ ካሕሳይ ዝተባህሉ ኳዕናን ሰብኣይ ናይ መገሻ መደብ ስለ ዝነበሮም፡ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ዘብጽሖም ታክሲ ጸዊዖም ክሳብ ዝመጾም ይጽበዩ ነበሩ። ታክሲስታ ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ናብ ኣቶ ካሕሳይ…
ሓደ መዓልቲ፡ ኣቶ ካሕሳይ ዝተባህሉ ኳዕናን ሰብኣይ ናይ መገሻ መደብ ስለ ዝነበሮም፡ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ዘብጽሖም ታክሲ ጸዊዖም ክሳብ ዝመጾም ይጽበዩ ነበሩ። ታክሲስታ ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ናብ ኣቶ ካሕሳይ…
ሰብ ብባህሪኡ ዘጋጠሞ ሳዕቤን (ሽግሩ) ክነግር እዩ ዝመርጽ እምበር እቲ ናብ ሽግር ከብጽሖ ዝኽእል ስምዒታዊ ውሳኔታት ክውስን እንከሎ ኣይነግርን እዩ። ካብ ሓሚምካ ምሽምቓቕ ግን፡ ኣቐዲምካ ምጥንቃቕ ዝሓይሽ መስለኒ። ንኣብነት፡ ሓደ…
ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ ከባቢ ብዙሓት ኣህባይ ተኣኪበን ናብ ሓደ ሕርሻ ኣተዋ። እዚ ሕርሻ በቲ ዝበለጸ ቀለብ ኣህባይ፡ ማለት ባናናን ብዕፉንን ካልእ ኣዝርእቲ መሊኡ ስለ ዝነበረ፡ ኩሎም እቶም እንስሳታት ከም…
ሓደ ግዜ ሓደ ጌታቸው ዝተበህለ ሰብኣይን ሓደ ኣሮን ዝሰመዮ ከልቡን ብሓደ ይነብሩ ነበሩ። ኣቶ ጌታቸው እናዓበየ ብዝኸደሉ መጠን ኣሮን ከልቡ ኸኣ ይኣርግ ስለ ዝነበረ ብንእሽተይ ከልቢ ክቕይሮ ኣለኒ ኢሉ ሓሰበ።…
ዮሴፍ፡ ገዝኡ እትው ክብልን፡ ዘይከም ቀደማ ሳራ ሰበይቱ ገጻ ተጸዋዊጉ ክርእያን ሓደ ኰነ። ኣዝያ ሓሪቓ ከም ዘላ ዘርኢ ምልክታት ይንበባ ነበረ። ንኹሉ ትሕዞ ዘበለ ብሓርቖት እናላዓዓለት፡ ኣስናና እናሓራቐመት ዘይርጉእነት ከም…
ሓንቲ ደፋር ሰራሕተኛ ገዛ ንኣስራሒታ ደሞዝ ክትውስኸላ ትሓታ። ኣስራሒታ፡ 'ስለምንታይ ደሞዝ ክውስኸኪ ከም ዘለኒ፡ ሰለስተ ብቑዕ ምኽንያት እንተ ነጊርክኒ ክውስኸኪ እየ፡' ትብላ። 'ሕራይ' ኢላ 'ዓምና ይቕሬታ ግበራለይ ደኣምበር፡ ካብ ናትክን…
ሓደ ግዜ ሓደ ጂምናስቲክ ዝኾነ ኣካላት እዩ ዘለኒ ኢሉ ዝሓስብ ጎበዝ ናብ ሓደ ፋርማሲ ይኸይድ እሞ። ነቲ ፋርማሲስት፡ 'ናብ ሓደ ዓቢ ገዛ፡ ናብ እንዳ ዓርከይ ድራር ተዓዲመ እንድየ ዝኸይድ ዘለኹ፡…
ሓደ ግዜ ሓደ ጥሩፍ፡ ፍልይ ዝበለ (ዝሞቖ) ዓንደ ዝተባህለ መንእሰይ፡ ናብ ተኽለ ዝተባህለ ሃብታም ሰብኣይ ከይዱ፡ 'ጐይታ እዚ ገዛኻ ኣውሪስኒ እዩ።' ይብሎ። ተኽለ ፍሽኽ እናበለ 'ብሓቂ፧! እሞ ክንወጽኣልካ ቁሩብ ግዜ…
ሓደ ንጉሆ፡ ሓደስቲ መርዑት፡ ኣብ ሓደ ገዛውቲ፡ ኣብ ዝተኻረዩዎ ሓድሽ ገዛ ኰይኖም ቁርሲ እናበልዑ እንከለዉ፡ እታ መርዓት ሓንቲ ካብ ጎረባብቶም ክዳን ክትሰጥሕ እንከላ ብመስኮት ትርእያ እሞ ንሰብኣያ ጸዊዓ፡ "ረኣያ'ሞ'ዛ ሰበይቲ…
ሰበይቱ ኣስቤዛ ክትገብር ናብ ዕዳጋ ምስ ከደት፡ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ይኸውን፡ ሓንቲ ናይ መዓልታዊ መዘክር ኣጀንዳ (diary) ይረክብ'ሞ፡ እንተ ገንጸላ ናይ ሰበይቱ ኰይና ትጸንሕ። ቀጺሉ እንተ ገንጸለ፡ "ነታ ብድሕረይ ተእትዋ…