Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣንስትና ዘሎ ባህጊ ናይ ወርቂ መቸም ኩልና ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ ኢና። ወርቂ ከም ሓደ ክቡር ግምጃ ኩሉ ሰብ እዩ ዝብህጎ። ኣብ ግዜ መውስቦ ኸኣ ዝበዝሑ መጻምዲ፡ ነታ መርዓት በብዓቕሞም ሸሊሞም እዮም...
ሙሉእ ስእሊ ከይረኣኻ ምውሳን ኣብ ሽግር እዩ ዘውድቐካ። እዛ ድሙ ኣብ ንእሽቶ ነዃል ናይ መንደቕ፡ ሓንቲ ጭራ ርእያ፡ ኣንጭዋ መሲልዋ፡ ብጭርኣ ስሒባ ክትምስሓ እያ ትሓስብ ዘላ። ብድሕሪ እቲ መንደቕ ከመይ ዝበለ መንደላይ ተመን (ኮብራ)...
ግዜ፡ ፈጣሪ ንነፍሲ ወከፍና ከይፈላለየ፡ ከየዳለወ፡ ዝዓደለና ክቡር ሃብቲ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓት ኣለዎ፡ ኣብ ሰሙን ከኣ ሸውዓተ መዓልቲ። እቲ ፍልልይ ዝመጽእ ኣብ ኣጠቓቕማ እዩ። ከምቲ ዋጋ ናይ ኣሕዋትካን...