0002 ኣብዚ እዋን’ዚ መለለዪ ኣዝማሪኖ እንታይ’ዩ፧
ኣብዚ እዋን'ዚ ኣዝማሪኖ ናይቶም ኣብ ዘዘመኖም ኣዝማሪኖ ተባሂሎም ዝተሰምዩ ሰባት ባህርያት እዩ ዝገልጾ ደኣምበር፡ ብስም ኣብ ኣስመራ እዩ ተወሊዱ ኢልካ ኣዝማሪኖ ዝጽዋዕ ሰብ የለን። ናይ ሎሚ ናይ ኣዝማሪኖ መንነት እምበኣር…
0 Comments
February 5, 2025
ኣብዚ እዋን'ዚ ኣዝማሪኖ ናይቶም ኣብ ዘዘመኖም ኣዝማሪኖ ተባሂሎም ዝተሰምዩ ሰባት ባህርያት እዩ ዝገልጾ ደኣምበር፡ ብስም ኣብ ኣስመራ እዩ ተወሊዱ ኢልካ ኣዝማሪኖ ዝጽዋዕ ሰብ የለን። ናይ ሎሚ ናይ ኣዝማሪኖ መንነት እምበኣር…
መጀመርታ ኣዝማሪኖ ዝብል ቃል ብኸመይ ከም ዝተበገሰን ኣብዚ ሕጂ እዋንከ መን'ዩ ኣዝማሪኖ፧ ዝብል ሕቶ ንኹሉ ሰብ ንጹር ብዝኾነ መገዲ ክምለሰሉ ክኽእል ኣለዎ። ኣዝማሪኖ ዝብል ስም ንመን ይምልከት ብብዙሕ ሸነኻቱ ብዙሕ…
Asmara, often referred to as the "City of Smiles," is a hidden gem that exudes beauty, charm, and a rich cultural legacy. Its uniqueness lies not only in its architecture…