Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
ንስሪ ክሳብ 70 ዓመት ክነብሩ ዝኽእሉ ካብ ዓይነታት ኣዕዋፍ እዮም። እዚ ኣብ ናይ ኣተሓሳስባኦም ሓይሊ እዩ ዝምርኮስ። ንስሪ፡ ኣብዚ ናይ 70 ዓመት ዕድሜኦም ብብዙሕ ከቢድ ፈተናታት እዮም ዝሓልፉ። ብፍላይ ድሕሪ 40 ዓመት እቲ ዝኸበደ...
ሕቡራት ነገስታት (united kingdom) ወይ ብልምዲ ዓባይ ብሪጣንያ ሃገር ኣይኮነትን። ዝበዝሐ ሰብ ሓንቲ ሃገር ኰይኑ እዩ ዝስምዖ። እቲ ሓቂ ግን ንሱ ኣይኮነን። ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ነናተን ርእሰ ከተማን፡ ነናተን መራሕትን ነናተን...
ብዛዕባ ኣፍሪቃ ክሓስብ ከለኹ፡ ስለምንታይ እዮም ዘለዋ ጸጋታትን ዘለዋ ቅኑዕ ታሪኽን ከም መሬት ከኣ ዘለዋ ቅኑዕ ኣቃውማ ዘይምህሩና ይብል እሞ፡ መልሲ ግን ኣይረኽበሉን። ጽጹይ ሓበሬታ ዝህበኒ ኣናድየን ብዙሕ ጽዒረን፡ ኣይረኸብኩን።...