Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0004 ተሓቚንካ ወይ ተጎጽጒጽካ እንታይ ኢኻ ተውጽእ፧

“ቡን ዝሓዘት ኩባያ ኣብ ኢድካ ሒዝካ ደው ኢልካ ኣለኻ ንበሎ፡ ሓደ ሰብ ከኣ መጽዩ ጎኒጽካ። ዋላ ነታ ኩባያ ኣጽኒዕካ ሓዛ፡ ስለ ዝተደፋእካ ግን በጨቕ ኢላ ናብቲ ምድሪ ናብ ኢድካን ክዳንካን ቡን ክፈሰካ እዩ፡ ሓቀይ፧”...

0003 ናእዳ ዝመስል ጸርፍታት

እዞም ከምዚ ዝኣመሰሉ ሰባት እንታይ ማለቶም’ዩም መስለካ፡ ‘ከተርክበና ቁሩብ ተሪፍካ፡ ግን ዝገበርካ እንተ ገበርካ ክንዳና ኣይትመጽእን ኢኻ፡ ወይ ናትና ደረጃ ኣይኮንካን፡ ግን ከም ዘለኻዮ እንተ ተሓወስካና ወለሓንቲ...

0002 ክጽልምተካ እንከሎ ላምባዲና ወሊዑ ዘብርሃልካ ሓውኻ!

ሓደ ግዜ ሓደ መንእሰይ ንመጀመርታ ግዜኡ ስራሕ ይጅምር ነበረ። ክሳብ ሽዓ ግዜ ካልእ ዓርኪ ወይ መሓዛ ስለ ዘይነበሮ፡ ኣዕሩክቱን መሓዙቱን ኣቦኡን ኣዲኡን ኣሕዋቱን ኣሓቱን እዮም ነይሮም። ኣቦ እዚ መንእሰይ፡ ሓደ ማዕዳ ኣስኒቖም ንስራሕ...

0001 ሸውዓተ ንኹሉ ኣብ ጽልኢ ዝነብር ሰብ ዝኸውን ፈውስታት!

እቶም ብፖለቲካን ካልእ ሃይማኖታውን ጉጅለኣዊ ምትእኽኻብን ልብኹም ብጽልኢ መሊኡ ትውዕሉን ትሓድሩን፡ እቶም ብመንፈሳዊ ርድኢት ኣብ ዘይትፈልጥዎ ብጽልኢ ሸንኮለል ትብሉ ዘለኹም፡ እቶም ብከባቢያዊ ፍልልይ ኣብ ድሑር ኣተሓሳስባ እትነብሩ፡...