Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0003 ሕማቕ ኣተሓሳስባ ክፉኣትን ድኹማትን ሰባት

“ብዙሓት ይኹኑ ውሑዳት ሰባት ኣንጻርካ ዝስለፉ እንተ ርኢኻ ሓያል ምዃንካ መግለጺ እዩ!” ምኽንያቱ ንስኻ ትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ ኣንጻር ረብሓኦም ወይ ኣንጻር እቲ ንብዙሓት ዝጠቅም ትዓዮ ዘለኻ ዕዮ እዩ። እዞም ክፉኣትን...

0001 ሓቀኛ ዓርክኻ ምዃኑ እተለልየሉ ሸሞንተ ምልክታት

ዓርክኻ፡ እዚ ኹሉን ካልእን ጽባቐ ዘለዎ ስለ ዝኾነ ንዓኻ ኸኣ ሓደ ሓላፍነት የውህበካ። ዓርክኻ እንተ ዀይኑ ንስኻ ኸኣ ዓርኩ ስለ ዝኾንካ፡ እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ባህርያት ክህልወካ ብግዲ እዩ። ዓርኪ ክቡር እዩ! ሰላም!...

0005 ምስጢር ሓጺር ዕድመ ደቂ-ተባዕትዮ እንታይ እዩ፧

ኣበይ ዓዲ ምዃኑ፡ እንድዒ፡ ሰብኡት ጽቡቕ ዕላል ከዕልሉ ጸኒሖም፡ ሓደ ካባታቶም ኣብ ጋዜጣ፡ ‘ብሓፈሻ ክርአ እንከሎ፡ ዕድመ ሰብኡት ካብ ዕድመ ኣንስቲ ይሓጽር ዝብል የንብብ’ሞ ሃንደበት፡ “ስለምታይ እዮም፡...