Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
በረኸትካ (እንጌራኻ) ካባኻ ይኸይድ፧ ሽሻይ ቤትን ምዂስታርን እንታይ ኣራኺብዎ፧ ንሱ ድዩ እቲ ልክዕ መልሲ፧ ኣይኰነን! ከምቲ ኣቐዲመ ኣብ መእተዊ ዝበልክዎ፡ እቶም ሽማግለታትን መራሕቲ ሃይማንኖትን ኣዝዮም ተሰማዕቲ እዮም ነይሮም። ስለዚ...
ወለድና ኣዝዮም በላሕትን ጥበበኛታትን ስለ ዝነበሩ፡ ኣብቲ ግዜ ጥንቲ ንዘጋጥሞም ዝነበረ ሽግር በእምሮ፡ ብትምህርቲ፡ ብፍልጠት ክበጽሕዎ ንዘይከኣሉ፡ ምስጢሩ ከቢድ ዝነበረ ጉዳያት (ፍጻሜታት) መንፈሳዊ ስእሊን ምስ ሓደጋን ሞትን ሕማምን...
ከም ዝፍለጥ ፈረስ ካብታ እንስሳ ዘቤት ዝኾነላ ግዜ (ካብ 3000 ዓመት ቅ.ል.ክ ጀሚሩ) መዋእሉ መልእክቲታት ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ፡ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ንኸበጻጽሑ ንሰባት ኣብ ዝባኑ ጸይሩ ዝጐዓዝ ዝነበረ እንስሳ እዩ። ኣብ ዓውደ...
ንሓደ ሓሳብ ኣብ መወዳእታ ንኸተብጽሖ፡ ምርድዳእን ምምይያጥን ደኣምበር ክትዕ ኣብ መደምደምታ ኣየብጽሕን እዩ። ሰብ ሓቂ ንምፍላጥ ዕድሚኡ ሙሉእ ለፊዑ እዩ። ሓቂ ግን ብኸመይ ኢኻ ተፍልጦ፧ ብጎነጽ፡ ብኽትዕ፡ ነቲ ሓደ ብምንኣስ ነቲ ሓደ...