0006 ፍልልይ ሃብታምን ድኻን
ሓደ ግዜ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ስለምንታይ ኢኻ ሓደ ድኻ ዀይኑ ትሑትን ምቕሉልን ወዲ ንጓልካ ምስ ሓተታ ንኸይትምርዓዎ ከልኪልካ፧ ድኽነት ጭውነትዶ ኣይኮነን፡ ኣበሳ ኣለዎ ድዩ፧ ተባሂሉ ምስ ተሓተተ ከምዚ ክብል መለሰ:…
ሓደ ግዜ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ስለምንታይ ኢኻ ሓደ ድኻ ዀይኑ ትሑትን ምቕሉልን ወዲ ንጓልካ ምስ ሓተታ ንኸይትምርዓዎ ከልኪልካ፧ ድኽነት ጭውነትዶ ኣይኮነን፡ ኣበሳ ኣለዎ ድዩ፧ ተባሂሉ ምስ ተሓተተ ከምዚ ክብል መለሰ:…
ሃካይ፡ ኩሉ ግዜ ቀሊልን ፎኪስን ሓጺርን ነገራት እዩ ዝመርጽ! ትህኪት፡ ብነኣሽቱ ውሳኔታት ዝጅምር ኩሉ ግዜ ኣብ ምቹእ ኩነታት ክትነብር ዝገብረካ መርዚ እዩ። ሽግር እንተ ኣጋጠመውን፡ ቀለልቲ መውጽኢታት እናርኣየ፡ ቀስ እናበለ…
ምስ መን፡ ኣበይ ክርከቡ ከም ዘለዎም ዘይፈልጡ ብዙሓት እዮም። ብድሕሪኡ ደረጀኦም ዝወረደ፡ ክብሮም ዝሓሰረ ኰይኑ ይስምዖም። ከምዚ፡ 'ኣቀማምጣ ተጋግዮምሲ ምስ ዓዳላይ ይበኣሱ' ዝዓይነቱ እዩ። ዋጋኻ ባዕልኻ ኢኻ ተኽብሮን ተሕስሮን። እቲ…
ቀደም እንታይ ይበሃል ኔሩ መስለኩም፡ ዝጸዓረ እዩ ዝዕወት፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ከኣ ጻዕሪ ዘይኮነስ ጥበብ ዝተሓወሶ ትግሃት ክበሃል ጀሚሩ፡ ሕጂ ግን ዓለም ግዲ ትኣርግ ኣላ ዀይና፡ እቲ ኣበሃህላ ጠቕሊልና ክንቅይሮ…
ምናልባት ኣብ ባንክታት ስለምንታይ ሙዚቃ ዘይውላዕ ኢልኩም ትግረሙ ትህልዉ ኢኹም። ገሌኹም ከኣ፡ ዘየስተብሃልኩሙሉ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ባንክታትን ፋይናንስያዊ ትካላትን ሙዚቃ ኣይውላዕን'ዩ። እዚ ዝኾነ እቲ ኣብኡ ዘሎ ገንዘብ ናይ ሙዚቃ…
ሓደ ግዜ ፓስተር ሰመረ ወልደማርያም እከት (ኣስመራ) ኣብ ኣባሻውል ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ ዝመስከረሎም መንእሰያት ይምህሮም ነበረ። ሓደ መዓልቲ ናይታ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ 8፡1-11 ዘላ ኣብ ዝሙት ዝተረኽበት ሰበይቲ'ሞ፡ እቶም…
ኩዕሶ እግሪ ብመሪሕነት ዳኛ፡ ብፊስካን ብጫን ቀይሕን ካርድ ስርዓት ክሕዝ ከሎ፡ ክርስትና ሜዳ ኸኣ፡ ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ፡ ዝምራሕ ህይወት እዩ። ብቐይሕ ካርድ ምብራርን፡ ሽቶ ምምዝጋብን ሓጎስካ ምጽንባልን ኣብ ሜዳ ኩዕሶ…
ሰብ ንምንታይ እዩ ዝፈርህ ኢለ ክሓስብ ከለኹ ብዙሕ ነገራት እዩ ኣብ ኣእምሮይ ዝመላለሰኒ። ንኣብነት ሕማም፡ ስእነት፡ ድኽነት፡ ተነጽሎ፡ እርጋን፡ ማእሰርቲ፡ ኣጋንንቲ፡ ስንክልና፡ ስርቂ፡ ክትራን፡ ካብ ተፍቅሮም ምፍላይ፡ መጻኢ፡ ጭንቀት ወይ…
ምስዚ ኣርእስቲ ብዝተሓሓዝ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ 'ማእከላይ' ዝብል ቃል እንተወሓደ ብሰለስተ መገዲ ክንርእዮ ንኽእል ኢና። ቀዳማይ፡ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓድሽ ኪዳንን ብሉይ ኪዳንን ዘሰማምዕ (ወንጌል) ማእከላይ። ካልኣይ፡ ኣብ መንጎ ኣምላኽን…
ክርስትያናዊ ህይወት ልክዕ ከም ጸወታ ኩዕሶ እግሪ እዩ። ኩሉ እቲ ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዝርአ ጽቡቕ ነገራትን ጌጋታትን ሕማቕ ነገራትን ኣብ ህይወትና ክንቃንየሉ ዝኽእል ተምሳሌት ኣለዎ። ንሎሚ ሓንቲ ካብቲ ኣብ…