0006 ብሓቂ ሰብኣይ ማለት!

ዮሴፍ፡ ገዝኡ እትው ክብልን፡ ዘይከም ቀደማ ሳራ ሰበይቱ ገጻ ተጸዋዊጉ ክርእያን ሓደ ኰነ። ኣዝያ ሓሪቓ ከም ዘላ ዘርኢ ምልክታት ይንበባ ነበረ። ንኹሉ ትሕዞ ዘበለ ብሓርቖት እናላዓዓለት፡ ኣስናና እናሓራቐመት ዘይርጉእነት ከም…

0 Comments

0005 መጉባዕብዒ ኩሉ ግዜ ዝሓብኦ ጸልማት ህይወት ኣለዎ!

ሓንቲ ደፋር ሰራሕተኛ ገዛ ንኣስራሒታ ደሞዝ ክትውስኸላ ትሓታ። ኣስራሒታ፡ 'ስለምንታይ ደሞዝ ክውስኸኪ ከም ዘለኒ፡ ሰለስተ ብቑዕ ምኽንያት እንተ ነጊርክኒ ክውስኸኪ እየ፡' ትብላ። 'ሕራይ' ኢላ 'ዓምና ይቕሬታ ግበራለይ ደኣምበር፡ ካብ ናትክን…

0 Comments

0002 ሎሚ፡ ኣይትፍረድ ከይትፍረድ ዘይኮነ፡ ኣይትፍረድ ከይትምዘን’ዩ ዝበሃል ዘሎ!

ሓደ ንጉሆ፡ ሓደስቲ መርዑት፡ ኣብ ሓደ ገዛውቲ፡ ኣብ ዝተኻረዩዎ ሓድሽ ገዛ ኰይኖም ቁርሲ እናበልዑ እንከለዉ፡ እታ መርዓት ሓንቲ ካብ ጎረባብቶም ክዳን ክትሰጥሕ እንከላ ብመስኮት ትርእያ እሞ ንሰብኣያ ጸዊዓ፡ "ረኣያ'ሞ'ዛ ሰበይቲ…

0 Comments

0001 ይቕሬታ በሎ ኣይተመኻንየሉ!

ሰበይቱ ኣስቤዛ ክትገብር ናብ ዕዳጋ ምስ ከደት፡ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ይኸውን፡ ሓንቲ ናይ መዓልታዊ መዘክር ኣጀንዳ (diary) ይረክብ'ሞ፡ እንተ ገንጸላ ናይ ሰበይቱ ኰይና ትጸንሕ። ቀጺሉ እንተ ገንጸለ፡ "ነታ ብድሕረይ ተእትዋ…

0 Comments

0009 ኣርቃይ ኣይጠልምን’ዩ! ተስፋኻ ኸኣ ከምኡ…

ንመጻኢ ጽቡቕ መተንባህታ እትህበና ታሪኽ ከዘንትወልኩም። ከየባተኽና ብዕላማ ንምስራሕ ትጠቕመና ታሪኽ ሓደ ቻይናዊ ሓረስታይ እያ። እዚ ሓረስታይ ኣብ ሓደ ዓቢ ሕርሻ፡ ናይ ኣርቃይ (bamboo tree) ዝተባህለ ተሪርን ነዊሕን ከይቦኽቦኸ ነዊሕ…

0 Comments