Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0010 ዕድመ ኣዋልድ ከም ጸባ እዩ፡ ዕድመ ኣወዳት ከኣ ከም ወይኒ እዩ!

ዕድመ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ከምቲ ቁጽሩ ኣይኮነን። ብቑጽሪ ሓደ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ግን እቲ ጾታ ናይ ባዕሉ መግለጺ ስለ ዘለዎ በቲ ዘለዎ ኣይኮነን ዝውሰድ። ንኣብነት ደቂ ኣንስትዮ ይኹኑ ደቂ ተባዕትዮ ካብ 18 ዓመት ንላዕሊ...

0009 ሰበይትኻ ክትገብረላ ትጽበየካ 12 ነጥብታት

ንሰበይትኻ ከም ትግደሰላ ብቓላትካ ጥራይ ኣይኮንካን ትገልጸላ። ብግብሪ ኢኻ ከተርእያ ዘለካ። እቲ ብቓላት ትገልጸላ ኣብ ቦትኡ እናሃለወ፡ እቲ ኣዝዩ ደቀቕቲ ኰይኑ ዝስምዓካ፡ ግን ተደማሚሩ ዓቢ ኣስተአዋጽኦ ዘለዎ ናይ ደቓይቕ ግብርታትካ...

0008 እቲ ናይ ብሓቂ ሰብኣይ ንዝሙት ከም መፍትሒ ርእዩዎ ኣይፈልጥን’ዩ!

ፍቕሪ፡ ኣብ ሰብ ዝተገጥመ ተፈጥሮኣዊ ባህሪ እዩ። ብዘይ እዛ እትዓዪ ፍቕሪ ከኣ፡ ሓዳር ኣይጸንዕን እዩ። እዛ ፍቕሪ እዚኣ ኣምላኻዊትን ሰማያዊትን ኰይና፡ ዝኾነ ቅድመ ኲነት ዘይትሓትት እያ። ኣብ ሰብ ሓዳር ዘሎ ፍቕሪ ኸኣ እዛ ቅድመ...

0007 ካብ ሓዳርኩም ወጻኢ ንኻልእ ሰብ ክትነግርዎ ዘይብልኩም 10 ነጥብታት!

አምሓርኛ: ታ’ሞ ከመማቀቅ አስቀድሞ መጠንቀቅ!!!ENG: Prevention is better than cure!!!ትግርኛ፡ ከይተደፍአ ወግን፡ ከይተሰብረ ጸግን!!! ሓዳር፡ ምስጢረ ተክሊል ተባሂሉ ከም ዝጽዋዕ፡ ካብ ሓዳርኩም ወጻኢ...