0010 ዕድመ ኣዋልድ ከም ጸባ እዩ፡ ዕድመ ኣወዳት ከኣ ከም ወይኒ እዩ!

ዕድመ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ከምቲ ቁጽሩ ኣይኮነን። ብቑጽሪ ሓደ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ግን እቲ ጾታ ናይ ባዕሉ መግለጺ ስለ ዘለዎ በቲ ዘለዎ ኣይኮነን ዝውሰድ። ንኣብነት ደቂ ኣንስትዮ ይኹኑ ደቂ…

1 Comment

0009 ሰበይትኻ ክትገብረላ ትጽበየካ 12 ነጥብታት

ንሰበይትኻ ከም ትግደሰላ ብቓላትካ ጥራይ ኣይኮንካን ትገልጸላ። ብግብሪ ኢኻ ከተርእያ ዘለካ። እቲ ብቓላት ትገልጸላ ኣብ ቦትኡ እናሃለወ፡ እቲ ኣዝዩ ደቀቕቲ ኰይኑ ዝስምዓካ፡ ግን ተደማሚሩ ዓቢ ኣስተአዋጽኦ ዘለዎ ናይ ደቓይቕ ግብርታትካ…

0 Comments

0008 እቲ ናይ ብሓቂ ሰብኣይ ንዝሙት ከም መፍትሒ ርእዩዎ ኣይፈልጥን’ዩ!

ፍቕሪ፡ ኣብ ሰብ ዝተገጥመ ተፈጥሮኣዊ ባህሪ እዩ። ብዘይ እዛ እትዓዪ ፍቕሪ ከኣ፡ ሓዳር ኣይጸንዕን እዩ። እዛ ፍቕሪ እዚኣ ኣምላኻዊትን ሰማያዊትን ኰይና፡ ዝኾነ ቅድመ ኲነት ዘይትሓትት እያ። ኣብ ሰብ ሓዳር ዘሎ…

0 Comments

0007 ካብ ሓዳርኩም ወጻኢ ንኻልእ ሰብ ክትነግርዎ ዘይብልኩም 10 ነጥብታት!

አምሓርኛ: ታ'ሞ ከመማቀቅ አስቀድሞ መጠንቀቅ!!!ENG: Prevention is better than cure!!!ትግርኛ፡ ከይተደፍአ ወግን፡ ከይተሰብረ ጸግን!!! ሓዳር፡ ምስጢረ ተክሊል ተባሂሉ ከም ዝጽዋዕ፡ ካብ ሓዳርኩም ወጻኢ ንኻልእ ሰብ ክትነግርዎ ዘይብልኩም ብዙሕ ምስጢራት እዩ…

0 Comments

0005 ሰበይቲ፡ ድኽምቲ ፍጥረትዶ ብልጽቲ ፍጥረት፧

ብመጀመርታ፡ መን'ዩ ንሰበይቲ ድኽምቲ ፍጥረት እያ ዝበላ፧ እዋእ… ጥዑይ ድዩ እዚ ወዲ፧ መጽሓፍ ቅዱስ እናበለ፧ ትብል ትኸውን። መጽሓፍ ቅዱስ ግን ከምኡ ኣይኮነን ዝብል። ንጓለንስተይቲ ኣብ ምንታይ'ዩ፡ 'ድኽምቲ' ዝብላ መርሚርካ ምፍላጡ…

0 Comments

0004 ጣጣ ዘገልገለት መኪና (Second hand) ምግዛእ

ሳሚ: ቐዲሞም ብዙሓት ሰባት ብዘይ ግቡእ ኣገባብ ዝዘወርዋ ዘገልገለት መኪና እንተ ገዚእካ፡ ድሕሪ ምግዛእካውን ንስኻ ጥራይ ከም ዘይትዝውራ ትፈልጥዶ፧ሙሴ: እዋእ ጥዑይ ድዩ እዚ ወዲ፧ እንተ ገዚአያ ደኣ እንታይ ኣምሲሎም'ዮም ካልኦት…

0 Comments

0003 ወዲ ተባዕታይ፡ ኣፍቃሪቱ ክትህቦ ዝደልየን ሸውዓተ ህያባት

ህያብ ኢልኪ ክትሓስቢ ከለኺ፡ ዋጋ ምኽፋል ዝበሃል ነገር ኣብ ኣእምሮኺ ክመጸኪ ኣለዎ። ነቲ ተኽብርዮን ተፍቅርዮን መጻምድኺ፡ እንታይ እንተሃብክዎ'የ ኣብኡ ዘለኒ ኣኽብሮት ዝገልጽ ኢልኪ እንተሓሲብኪ፡ ክሳብ ክንደይ ዋጋ ክትከፍሊ ከም ዘለኪ…

0 Comments

0002 ኣምላኽ ንምንታይ ንጾታዊ ርክብ ትምኒትን ባህታን ገይሩሉ

ስለምንታይ እዩ ግን እግዚኣብሄር ጾታዊ ርክብ ፍሉይ ባህታ ከም ዝህልዎ ገይሩ፧ ዘርኢ (ሓድጊ) ንኽህልወና ጥራይ ድዩ፧ ወይ እቲ ፍሉይ ባህታ ንሰብኣይ ጥራይ ዝምልከቶዶ ይመስል፧ ያእ ኣይፋሉን! ጾታዊ ርክብ ዘርኢ ንምትራፍ…

0 Comments

0001 ኣዴታት ዝሓልፍኦ መስገደላትን ምርዳእ ሰብኡተንን!

ስለምንታይ እዮም ብዙሓት ሰብ ሓዳር ዝነበሩ ቀልዓ ወይ ቈልዑ ምስ ወለዱ ዝፋትሑ፧ ኢለ ክሓስብ ከለኹ፡ ድንጽወኒ ጥራይ። እቲ ጠንቂ ብዙሕ ክኸውን ይኽእል'ዩ፡ ግን ሎሚ ሰብኡት ከተስተውዕሉሉ ዘለኩም ሒደት ክገልጽ: ኣብዚ…

0 Comments