Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0006 ልዕሊ ኩሉ ትስራዕ፡ ሰብኣይ ካብ ሰበይቱ ዝደልያ…

ሓደ ግዜ ክልተ መጻምዲ ከምዚ ኢሎም ክዘራረቡ ሰሚዐ: ሰበይቱ ንሰብኣያ ብነድርን ብብርቱዕ ድምጽን፡ “ስለምንታይ ኢኻ ግን ናብኣ ትኸይድ ዘለኻ፧ ንሳ ካባይ ትጽብቕ ድያ ኰይና፧ ካባይ ዝሓሸ ቅርጺ ስለ ዘለዋ ድያ፧ ወይስ ካባይ...

0005 ሰበይቲ፡ ድኽምቲ ፍጥረትዶ ብልጽቲ ፍጥረት፧

ብመጀመርታ፡ መን’ዩ ንሰበይቲ ድኽምቲ ፍጥረት እያ ዝበላ፧ እዋእ ጥዑይ ድዩ እዚ ወዲ፧ መጽሓፍ ቅዱስ እናበለ፧ ትብል ትኸውን። መጽሓፍ ቅዱስ ግን ከምኡ ኣይኮነን ዝብል። ንጓለንስተይቲ ኣብ ምንታይ’ዩ፡...

0004 ጣጣ ዘገልገለት መኪና (Second hand) ምግዛእ

ሳሚ: ቐዲሞም ብዙሓት ሰባት ብዘይ ግቡእ ኣገባብ ዝዘወርዋ ዘገልገለት መኪና እንተ ገዚእካ፡ ድሕሪ ምግዛእካውን ንስኻ ጥራይ ከም ዘይትዝውራ ትፈልጥዶ፧ሙሴ: እዋእ ጥዑይ ድዩ እዚ ወዲ፧ እንተ ገዚአያ ደኣ እንታይ ኣምሲሎም’ዮም...

0003 ወዲ ተባዕታይ፡ ኣፍቃሪቱ ክትህቦ ዝደልየን ሸውዓተ ህያባት

ህያብ ኢልኪ ክትሓስቢ ከለኺ፡ ዋጋ ምኽፋል ዝበሃል ነገር ኣብ ኣእምሮኺ ክመጸኪ ኣለዎ። ነቲ ተኽብርዮን ተፍቅርዮን መጻምድኺ፡ እንታይ እንተሃብክዎ’የ ኣብኡ ዘለኒ ኣኽብሮት ዝገልጽ ኢልኪ እንተሓሲብኪ፡ ክሳብ ክንደይ ዋጋ ክትከፍሊ...