Articles
Explore various topics today.
ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.
Recent Post
ስለምንታይ እዩ ግን እግዚኣብሄር ጾታዊ ርክብ ፍሉይ ባህታ ከም ዝህልዎ ገይሩ፧ ዘርኢ (ሓድጊ) ንኽህልወና ጥራይ ድዩ፧ ወይ እቲ ፍሉይ ባህታ ንሰብኣይ ጥራይ ዝምልከቶዶ ይመስል፧ ያእ ኣይፋሉን! ጾታዊ ርክብ ዘርኢ ንምትራፍ እዩ ተፈጢሩ ወይ...
ስለምንታይ እዮም ብዙሓት ሰብ ሓዳር ዝነበሩ ቀልዓ ወይ ቈልዑ ምስ ወለዱ ዝፋትሑ፧ ኢለ ክሓስብ ከለኹ፡ ድንጽወኒ ጥራይ። እቲ ጠንቂ ብዙሕ ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ግን ሎሚ ሰብኡት ከተስተውዕሉሉ ዘለኩም ሒደት ክገልጽ: ኣብዚ እዋን...
This page is dedicated to guiding individuals on how to navigate relationships both before and after marriage, with the ultimate goal of fostering...
Welcome to the Family page, a space dedicated to fostering healthier, happier, and more disciplined families. Here, we celebrate the foundation of a...