0006 ኣብ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ካብ ጸወታ ወጻኢ ወይ ኦፍሳይድ ምዃንን ኣገልግሎት ቤተ ክርስትያንን
ክርስትያናዊ ህይወት ልክዕ ከም ጸወታ ኩዕሶ እግሪ እዩ። ኩሉ እቲ ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዝርአ ጽቡቕ ነገራትን ጌጋታትን ሕማቕ ነገራትን ኣብ ህይወትና ክንቃንየሉ ዝኽእል ተምሳሌት ኣለዎ። ንሎሚ ሓንቲ ካብቲ ኣብ…
ክርስትያናዊ ህይወት ልክዕ ከም ጸወታ ኩዕሶ እግሪ እዩ። ኩሉ እቲ ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዝርአ ጽቡቕ ነገራትን ጌጋታትን ሕማቕ ነገራትን ኣብ ህይወትና ክንቃንየሉ ዝኽእል ተምሳሌት ኣለዎ። ንሎሚ ሓንቲ ካብቲ ኣብ…
የሱስ መጀመርታ እቲ ንሕና ብኹሉ ዓቕምና ክንከፍሎ ዘይንኽእል ዋጋ እዩ ከፊሉልና፡ ንህይወትና ኸኣ ምስ ኣቦ ዳግም ክትተዓረቕን ኣንድነት ክህልዋን ገይሩ።ዕርቂ፡ ካታላሶ (katallassō) እዩ ዝበሃል። እዚ ዕርቂ እዚ ንኹሉ ዓይነት ዕርቅታት…
ኣታ ክርስትያን ንዘልኣለም ክስማዕ ዘለዎን ኩሉ ግዜ ዝበለካ ከተተግብሮን ዘለካ ኣሰልጣኒኻ መንፈስቅዱስ እዩ። እቲ ናይ ነብያት ኣቦታት ቃል ከምዚ ይብል፡ "እግዚኣብሄር፡ እቲ ተበጃዊኻ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡ ከምዚ ይብል፡ ነቲ ዚጠቕም ዝምህረካን፡…
"ሰብ፡ ሓደ ግዜ ይውለድ፡ ምናልባት ሓደ ግዜ ይምርዖ፡ ሓደ ግዜ ኸኣ ይመውት። እዚ ሕጊ ተፈጥሮ እዩ።" ዝብል ሓደ motivational speaker እየ በሃሊ ክምህር ሰሚዐ። ሓሶት! ብርእሰ ተኣማማንነት ስለ ዝመሃሮ'የ ሓሶት'ዩ…
ሰለስተ መንግስቲ ኣለዋ፡ ንሳተን ከኣ፡ መንግስቲ ኣምላኽ፡ መንግስቲ ምድሪ፡ መንግስቲ ሰይጣን ይበሃላ። እታ መንግስቲ ምድሪ በተን ክልተ እያ ትዝወር (ብሓዲአን)። እዚ ከኣ ምልክት ናይ መንፈስ፡ ነፍሲ፡ ስጋ እዩ። መንፈሳዊ ሰብ…
ኣብ ሓደ ዓዲ ሓደ ሰብኣይ ነበረ። እዚ ሰብኣይ ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዘድልዮ ነገር ነበሮ'ሞ፡ ብዓቕሙ ግን ክውንኖ ስለ ዘይከኣለ ኣብ ዕዳ ክኣቱ (ክልቃሕ) ንይሩዎ። ናብ ሓደ ኣለቃሒ…
ሶቅራጠስ ይበሃል። ብብዙሕ መገድታት ብዙሕ ግዜ፡ ብዛዕባ እዚ ሰብኣይ፡ ብዙሕ ሰሚዕና ኣለና። ንሎሚ ኸኣ ከምቲ ኩሉ ግዜ፡ ካብቲ ብሉጽ ታሪኹ ሓንቲ ክብለኩም: ሓደ ካብ ዝፈልጥዎ ሰባት ከዕልሎ ይመጻልኩም። እዚ ሰብኣይ፡…
ብዙሓት ሰባት ንዝኾነ ካልእ ሰብ ክሕግዙ እንከለዉ ኣምሳያ ናይቲ ዝሓገዝዎ ይጽበዩ እዮም። ፍጹም ክለውን ዘይብሉ ሓገዝን ትጽቢትን እዩ። ንኣብነት፡ ንሓደ ነብሪ ወይ ዝኾነ እንስሳ መሮር (ኣራዊት) ኣብ መፈንጠራ ኣትዩ ወይ…
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣንስትና ዘሎ ባህጊ ናይ ወርቂ መቸም ኩልና ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ ኢና። ወርቂ ከም ሓደ ክቡር ግምጃ ኩሉ ሰብ እዩ ዝብህጎ። ኣብ ግዜ መውስቦ ኸኣ ዝበዝሑ መጻምዲ፡…
ሙሉእ ስእሊ ከይረኣኻ ምውሳን ኣብ ሽግር እዩ ዘውድቐካ። እዛ ድሙ ኣብ ንእሽቶ ነዃል ናይ መንደቕ፡ ሓንቲ ጭራ ርእያ፡ ኣንጭዋ መሲልዋ፡ ብጭርኣ ስሒባ ክትምስሓ እያ ትሓስብ ዘላ። ብድሕሪ እቲ መንደቕ ከመይ…