0009 ኣርቃይ ኣይጠልምን’ዩ! ተስፋኻ ኸኣ ከምኡ…

ንመጻኢ ጽቡቕ መተንባህታ እትህበና ታሪኽ ከዘንትወልኩም። ከየባተኽና ብዕላማ ንምስራሕ ትጠቕመና ታሪኽ ሓደ ቻይናዊ ሓረስታይ እያ። እዚ ሓረስታይ ኣብ ሓደ ዓቢ ሕርሻ፡ ናይ ኣርቃይ (bamboo tree) ዝተባህለ ተሪርን ነዊሕን ከይቦኽቦኸ ነዊሕ…

0 Comments

0006 ፍልልይ ሃብታምን ድኻን

ሓደ ግዜ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ስለምንታይ ኢኻ ሓደ ድኻ ዀይኑ ትሑትን ምቕሉልን ወዲ ንጓልካ ምስ ሓተታ ንኸይትምርዓዎ ከልኪልካ፧ ድኽነት ጭውነትዶ ኣይኮነን፡ ኣበሳ ኣለዎ ድዩ፧ ተባሂሉ ምስ ተሓተተ ከምዚ ክብል መለሰ:…

0 Comments

0005 ሽዱሽተ ምልክታት ሃካይ ሰብ

ሃካይ፡ ኩሉ ግዜ ቀሊልን ፎኪስን ሓጺርን ነገራት እዩ ዝመርጽ! ትህኪት፡ ብነኣሽቱ ውሳኔታት ዝጅምር ኩሉ ግዜ ኣብ ምቹእ ኩነታት ክትነብር ዝገብረካ መርዚ እዩ። ሽግር እንተ ኣጋጠመውን፡ ቀለልቲ መውጽኢታት እናርኣየ፡ ቀስ እናበለ…

0 Comments

0004 ዋጋኻ ወይ ክብርኻ ከም ኣተሓሳስባኻ’ዩ!

ምስ መን፡ ኣበይ ክርከቡ ከም ዘለዎም ዘይፈልጡ ብዙሓት እዮም። ብድሕሪኡ ደረጀኦም ዝወረደ፡ ክብሮም ዝሓሰረ ኰይኑ ይስምዖም። ከምዚ፡ 'ኣቀማምጣ ተጋግዮምሲ ምስ ዓዳላይ ይበኣሱ' ዝዓይነቱ እዩ። ዋጋኻ ባዕልኻ ኢኻ ተኽብሮን ተሕስሮን። እቲ…

0 Comments

0003 ኣብ ኣፍሪቃ ስለምንታይ እዩ ናይ መንግስቲ ፕሮጀችታት ዕዉት ዘይከውን፧

ቀደም እንታይ ይበሃል ኔሩ መስለኩም፡ ዝጸዓረ እዩ ዝዕወት፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ከኣ ጻዕሪ ዘይኮነስ ጥበብ ዝተሓወሶ ትግሃት ክበሃል ጀሚሩ፡ ሕጂ ግን ዓለም ግዲ ትኣርግ ኣላ ዀይና፡ እቲ ኣበሃህላ ጠቕሊልና ክንቅይሮ…

0 Comments

0002 ጭቕጭቕን ዕግርግርን ኣብ ዘለዎ፡ ኣብኡ ገንዘብ የለን!

ምናልባት ኣብ ባንክታት ስለምንታይ ሙዚቃ ዘይውላዕ ኢልኩም ትግረሙ ትህልዉ ኢኹም። ገሌኹም ከኣ፡ ዘየስተብሃልኩሙሉ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ባንክታትን ፋይናንስያዊ ትካላትን ሙዚቃ ኣይውላዕን'ዩ። እዚ ዝኾነ እቲ ኣብኡ ዘሎ ገንዘብ ናይ ሙዚቃ…

0 Comments