Articles

Explore various topics today.

መንፈሳዊ (Spiritual)

ሰብኣዊ ምዕባለ
(Personal development)

ቢዝነስ (Business)

መርዓን ሓዳርን (Relationship)

ሓበሬታ (Information)

ትረኻታት (Stories)

ጽባቐ ኣስመራ
(Beauty of Asmara)

ነውሪታት (Incedencies)

ስድራቤት (Family)

ቤትሰናይ (senaystudio)

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ ጽቡቕ ዝትርኢቱን፡ ድልዱልን፡ ገዛ ነቲ ውቁብን ብኢንጂነራትን ኣርክቴክታትን ዝማዕረገ ገዛ ዝስከም ‘መሰረት’.

Recent Post​

0002 ኣቦ ማለት ምንጪ ማለት እዩ!

ኣቦ ኣብ ገዛ ምንጪ ናይ ኩሉ ዝበጻሕካዮ እዩ። ካብ ግዜ ህጻንነትካ ጀሚሩ ክሳብ ብመርዓን ሓዳርን ትፍለ ኣቦ ኩሉ ግዜ ምንጭኻ እዩ። እንተ ነፊዕካ ኸኣ ክሳብ ብህይወት ዘሎውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣቦኻ ልክዕ ከም መሰረት ናይ ሓደ...

0001 ሓዳርን ተራ ኣደን

ኣቶ ተወልደ ክድረር ጸኒሑ፡ ከባቢ ሰዓት 8፡00 ምሸት ምስ ኮነ፡ “እሞ ኣብዛ ባር ብዕድላ ምስቶም ኣዕሩኸይ ኣማስይ ኣቢለ ክመጽእ።” በላ ንበዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ፋና። ንሳ ኸኣ ብሕርቃን፡ “እወ፡ ንሰን ደኣ...

0002 ኣብዚ እዋን’ዚ መለለዪ ኣዝማሪኖ እንታይ’ዩ፧

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣዝማሪኖ ናይቶም ኣብ ዘዘመኖም ኣዝማሪኖ ተባሂሎም ዝተሰምዩ ሰባት ባህርያት እዩ ዝገልጾ ደኣምበር፡ ብስም ኣብ ኣስመራ እዩ ተወሊዱ ኢልካ ኣዝማሪኖ ዝጽዋዕ ሰብ የለን። ናይ ሎሚ ናይ ኣዝማሪኖ መንነት እምበኣር እዚ...

0001 ኣዝማሪኖ ዝብል ስም ብኸመይ ተበጊሱ

መጀመርታ ኣዝማሪኖ ዝብል ቃል ብኸመይ ከም ዝተበገሰን ኣብዚ ሕጂ እዋንከ መን’ዩ ኣዝማሪኖ፧ ዝብል ሕቶ ንኹሉ ሰብ ንጹር ብዝኾነ መገዲ ክምለሰሉ ክኽእል ኣለዎ። ኣዝማሪኖ ዝብል ስም ንመን ይምልከት ብብዙሕ ሸነኻቱ ብዙሕ መግለጺታት...