0002 ክጽልምተካ እንከሎ ላምባዲና ወሊዑ ዘብርሃልካ ሓውኻ!

ሓደ ግዜ ሓደ መንእሰይ ንመጀመርታ ግዜኡ ስራሕ ይጅምር ነበረ። ክሳብ ሽዓ ግዜ ካልእ ዓርኪ ወይ መሓዛ ስለ ዘይነበሮ፡ ኣዕሩክቱን መሓዙቱን ኣቦኡን ኣዲኡን ኣሕዋቱን ኣሓቱን እዮም ነይሮም። ኣቦ እዚ መንእሰይ፡ ሓደ…

0 Comments

0001 ሸውዓተ ንኹሉ ኣብ ጽልኢ ዝነብር ሰብ ዝኸውን ፈውስታት!

እቶም ብፖለቲካን ካልእ ሃይማኖታውን ጉጅለኣዊ ምትእኽኻብን ልብኹም ብጽልኢ መሊኡ ትውዕሉን ትሓድሩን፡ እቶም ብመንፈሳዊ ርድኢት ኣብ ዘይትፈልጥዎ ብጽልኢ ሸንኮለል ትብሉ ዘለኹም፡ እቶም ብከባቢያዊ ፍልልይ ኣብ ድሑር ኣተሓሳስባ እትነብሩ፡ እቶም ብዓሌታዊ ፍልልይ…

0 Comments