0010 ንዕላል፡ ብሰለስተ መንፊት ዘሕልፍ ሰብኣይ!

ሶቅራጠስ ይበሃል። ብብዙሕ መገድታት ብዙሕ ግዜ፡ ብዛዕባ እዚ ሰብኣይ፡ ብዙሕ ሰሚዕና ኣለና። ንሎሚ ኸኣ ከምቲ ኩሉ ግዜ፡ ካብቲ ብሉጽ ታሪኹ ሓንቲ ክብለኩም: ሓደ ካብ ዝፈልጥዎ ሰባት ከዕልሎ ይመጻልኩም። እዚ ሰብኣይ፡…

0 Comments

0008 ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ እዩ ዝሓስብ፡ ኣብ ክቡር ነገር ከኣ ይጸንዕ

ኣብ ሕብረተሰብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣንስትና ዘሎ ባህጊ ናይ ወርቂ መቸም ኩልና ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ ኢና። ወርቂ ከም ሓደ ክቡር ግምጃ ኩሉ ሰብ እዩ ዝብህጎ። ኣብ ግዜ መውስቦ ኸኣ ዝበዝሑ መጻምዲ፡…

0 Comments

0007 ጭራ ጥራይ ስለ ዝረኣኻ ኣንጭዋ እያ ማለት ኣይኮነትን

ሙሉእ ስእሊ ከይረኣኻ ምውሳን ኣብ ሽግር እዩ ዘውድቐካ። እዛ ድሙ ኣብ ንእሽቶ ነዃል ናይ መንደቕ፡ ሓንቲ ጭራ ርእያ፡ ኣንጭዋ መሲልዋ፡ ብጭርኣ ስሒባ ክትምስሓ እያ ትሓስብ ዘላ። ብድሕሪ እቲ መንደቕ ከመይ…

0 Comments